ዘፍጥረት 46:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንዮሴፍ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱሉ፡ ኣሰናት+ ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን* ዝወለደትሉ፡ ምናሴን+ ኤፍሬምን።+