እያሱ 24:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “‘ንኣቦኹም ኣብርሃም+ ድማ ካብ ስግር እቲ ፈለግ* ወሲደ፡ ኣብ ኵላ ምድሪ ከነኣን ከም ዚመላለስ ገበርክዎ፡ ዘርኡ እውን ኣብዛሕኩ።+ ይስሃቅ ከኣ ሃብክዎ፣+ ግብሪ ሃዋርያት 7:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ‘ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ውጻእ፣ ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ንዓ’ ድማ በሎ።+ 4 ሽዑ፡ ንሱ ኻብ ምድሪ ከለዳውያን ወጺኡ፡ ኣብ ካራን ተቐመጠ። ኣቦኡ ምስ ሞተ ኸኣ፡+ ኣምላኽ ካብኡ ናብዛ ሕጂ እትነብርዋ ዘለኹም ምድሪ ኣግዓዞ።+
3 “‘ንኣቦኹም ኣብርሃም+ ድማ ካብ ስግር እቲ ፈለግ* ወሲደ፡ ኣብ ኵላ ምድሪ ከነኣን ከም ዚመላለስ ገበርክዎ፡ ዘርኡ እውን ኣብዛሕኩ።+ ይስሃቅ ከኣ ሃብክዎ፣+
3 ‘ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ውጻእ፣ ኣነ ናብ ዘርእየካ ምድሪ ንዓ’ ድማ በሎ።+ 4 ሽዑ፡ ንሱ ኻብ ምድሪ ከለዳውያን ወጺኡ፡ ኣብ ካራን ተቐመጠ። ኣቦኡ ምስ ሞተ ኸኣ፡+ ኣምላኽ ካብኡ ናብዛ ሕጂ እትነብርዋ ዘለኹም ምድሪ ኣግዓዞ።+