ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 16:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ኣነ ብደበና+ ኣብቲ መኽደኒ ኽርአ እየ እሞ፡+ ንሓውካ ኣሮን፡ ከይመውትሲ፡+ ናብቲ ኣብ ውሽጢ እቲ መጋረጃ+ ዘሎ መቕደስ፡ ናብ ቅድሚ እቲ ኣብ ልዕሊ ታቦት ዘሎ መኽደኒ ኣብ ዝዀነ ይኹን ግዜ ኸይኣቱ ንገሮ።+

  • ዘሌዋውያን 16:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 “ካብ ደም+ እቲ ዝራብዕ ወሲዱ ድማ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ መኽደኒ ብሸነኽ ምብራቕ ብኣጻብዑ ይንጸግ፣ ካብቲ ደም ከኣ ብኣጻብዑ ኣብ ቅድሚ እቲ መኽደኒ ሸውዓተ ሳዕ ይንጸግ።+

  • 1 ዜና መዋእል 28:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ዳዊት ድማ ንወዱ ሰሎሞን፡ ንድፊ+ እቲ ገበላን+ ኣባይቱን መኽዘናቱን ደርብታቱን ውሽጣዊ ኽፍልታቱን ቤት መኽደን መተዓረቕን* ሃቦ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ