ዘጸኣት 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ፈርኦን ተሪሩ ምስዳድና ምስ ኣበየ፡+ የሆዋ ኣብ ምድሪ ግብጺ ንዝነበረ ዅሉ በዅሪ፡ ካብ በዅሪ ሰብ ክሳዕ በዅሪ እንስሳ ቐተለ።+ ስለዚ ኸኣ እየ ንየሆዋ ዅሉ ተባዕታይ በዅሪ* ዝስውእ፡ ካብ ደቀይ ድማ ኵሉ በዅሪ ዝብጀዎ ዘለኹ’ በሎ።
15 ፈርኦን ተሪሩ ምስዳድና ምስ ኣበየ፡+ የሆዋ ኣብ ምድሪ ግብጺ ንዝነበረ ዅሉ በዅሪ፡ ካብ በዅሪ ሰብ ክሳዕ በዅሪ እንስሳ ቐተለ።+ ስለዚ ኸኣ እየ ንየሆዋ ዅሉ ተባዕታይ በዅሪ* ዝስውእ፡ ካብ ደቀይ ድማ ኵሉ በዅሪ ዝብጀዎ ዘለኹ’ በሎ።