ዘሌዋውያን 27:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “‘ግናኸ፡ በዅሪ እንስሳ፡ በዅሪ ዀይኑ ንየሆዋ ተወሊዱ እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ኣይቀድሶ።+ ብዕራይ ኰነ ወይ በጊዕ፡ ድሮ ናይ የሆዋ ዀይኑ እዩ።+