ዘሁልቍ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤላውያን፡* በብዓሌቶምን በብማይ ቤቶምን በብቝጽሪ ስም ኵሉ ተባዕታይን በብውልቂ* ቝጸርዎም።+ ዘዳግም 2:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እቲ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣትሒዝና፡ ስንጭሮ* ዘሬድ ክሳዕ እንሳገር ዝኸድናሉ ግዜ፡ ከምቲ የሆዋ ዝመሓለሎም፡ ብዘሎ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ክሳዕ ዚውዳእ፡ 38 ዓመት ኰነ።+ 1 ቈረንቶስ 10:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ግናኸ፡ ኣምላኽ ብመብዛሕትኦም ባህ ኣይበሎን፣ ስለዚ፡ ኣብ በረኻ ተወዲኦም እዮም።+
14 እቲ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ኣትሒዝና፡ ስንጭሮ* ዘሬድ ክሳዕ እንሳገር ዝኸድናሉ ግዜ፡ ከምቲ የሆዋ ዝመሓለሎም፡ ብዘሎ ወለዶ እቶም ተዋጋእቲ ሰባት ክሳዕ ዚውዳእ፡ 38 ዓመት ኰነ።+