ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 14:29, 30
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 29 ካብ ወዲ 20 ዓመት ንላዕሊ እተመዝገብኩም ዘበልኩም ኵልኹም ቍጹራት፡ ኣብ ልዕለይ ዘጕረምረምኩም ኵላትኩም፡+ ሬሳታትኩም ኣብዚ በረኻ እዚ ኺወድቕ እዩ።+ 30 ብዘይካ ካሌብ ወዲ የፉነን እያሱ ወዲ ነዌን፡+ ናብታ ኣብኣ ኸንብረኩም ኢለ ዝመሓልኩላ* ምድሪ ኣይክትኣትዉን ኢኹም።+

  • እያሱ 14:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ንሱ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ብምሉእ ልቡ ስለ ዝሰዓቦ ድማ፡ ስለዚ ኬብሮን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ርስቲ ካሌብ ወዲ የፉነ እቲ ቄኒዛዊ ዀነት።+

  • እያሱ 19:49
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 49 በዚ ኸምዚ፡ ነታ ምድሪ በብሃገራ መቒሎም ወድኡ። እስራኤላውያን ከኣ ንእያሱ ወዲ ነዌ ኣብ ማእከሎም ርስቲ ሃብዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ