ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 29:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 “ኣብቲ መሰውኢ እተቕርቦ እዚ እዩ፦ ወትሩ መዓልቲ መዓልቲ ዓመት ዝገበሩ ኽልተ ገንሸል።*+

  • ዘሌዋውያን 6:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 “ንኣሮንን ንደቁን ከምዚ ኢልካ ኣዝዞም፦ ‘ሕጊ ዚሓርር መስዋእቲ እዚ እዩ፦+ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብ እቶን ኣብ ልዕሊ እቲ መሰውኢ ምሉእ ለይቲ ኽሳዕ ንግሆ ይኹን፣ እቲ ሓዊ ኸኣ ኣብቲ መሰውኢ ይንደድ።

  • ህዝቅኤል 46:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ገንሸልን መስዋእቲ እኽልን ዘይትን ከኣ ንግሆ ንግሆ ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእቲ ገይሮም ብስሩዕ የቕርቡ።’

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ