ዘጸኣት 6:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ስማት ደቂ ሌዊ+ በብትውልዶም እዚ እዩ፦ ጌርሾንን ቀሃትን መራሪን።+ ዓመታት ህይወት ሌዊ 137 ዓመት ነበረ። ዘሁልቍ 26:57 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 57 ካብ ሌዋውያን+ በብዓሌቶም እተመዝገቡ ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ጌርሾን፡ ዓሌት ጌርሾናውያን፣ ካብ ቀሃት፡+ ዓሌት ቀሃታውያን፣ ካብ መራሪ፡ ዓሌት፧ መራራውያን። 1 ዜና መዋእል 23:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ዳዊት ከኣ በብደቂ ሌዊ፡ ጌርሾንን ቀሃትን መራሪን፡+ በብኽፍልታት ወደቦም።*+
57 ካብ ሌዋውያን+ በብዓሌቶም እተመዝገቡ ድማ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ጌርሾን፡ ዓሌት ጌርሾናውያን፣ ካብ ቀሃት፡+ ዓሌት ቀሃታውያን፣ ካብ መራሪ፡ ዓሌት፧ መራራውያን።