ዘጸኣት 29:39, 40 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 39 ነቲ ሓደ ገንሸል ንግሆ ኣቕርቦ፣ ነቲ ኻልኣይ ገንሸል ከኣ ጽልግልግ ምስ በለ* ኣቕርቦ።+ 40 ምስቲ ሓደ ገንሸል፡ ብርብዒ ሂን* ጕዱእ ዘይቲ እተቘምጥዐ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ድኹም ሓርጭ፡ ንመስዋእቲ መስተ ድማ ርብዒ ሂን ወይኒ ኣቕርብ።
39 ነቲ ሓደ ገንሸል ንግሆ ኣቕርቦ፣ ነቲ ኻልኣይ ገንሸል ከኣ ጽልግልግ ምስ በለ* ኣቕርቦ።+ 40 ምስቲ ሓደ ገንሸል፡ ብርብዒ ሂን* ጕዱእ ዘይቲ እተቘምጥዐ ዓስራይ ኣፍ ኤፋ* ድኹም ሓርጭ፡ ንመስዋእቲ መስተ ድማ ርብዒ ሂን ወይኒ ኣቕርብ።