ዘሁልቍ 10:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+ 1 ዜና መዋእል 23:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ከምቲ ብዛዕባኡ እተሰርዐ ቝጽሪ፡ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላትን+ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ብዝቐረበ መጠን፡ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይሕግዙ ነበሩ። 2 ዜና መዋእል 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እንሆ፡ ኣነ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ንዕኡ እትቕደስ፡ ኣብ ቅድሚኡ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን ዚዕጠነላ፡+ እተደራረበ እንጌራ* ወትሩ ዚግበረላ፡+ ንግሆን ምሸትን+ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላት+ የሆዋ ኣምላኽናን ዚሓርር መስዋእቲ ዚስውኣላ ቤት እሃንጽ ኣለኹ። እዚ ንእስራኤል ናይ ሓዋሩ ግዴታ እዩ። ነህምያ 10:32, 33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ነፍሲ ወከፍና ዓመት ዓመት ሲሶ ሲቃል* ክንህብ ኣብ ርእስና ግዴታ ጸዓንና፣ እዚ ድማ ንኣገልግሎት ቤት* ኣምላኽናን+ 33 ንእተደራረበ እንጌራን*+ ነቲ ናይ ወትሩ መስዋእቲ እኽልን+ ነቲ ናይ ወትሩ ዚሓርር መስዋእቲ ሰናብትን+ ንሰርቅታት ወርሕን+ ንምዱብ በዓላትን+ ንቕዱስ ነገራትን ንምትዕራቕ እስራኤል ዚኸውን መስዋእቲ ሓጢኣትን+ ንዅሉ ዕዮ ቤት ኣምላኽናን ዚኸውን እዩ።
10 “ብመዓልቲ ሓጐስኩም፡+ ማለት ብበዓላትኩምን+ ብመጀመርታ ኣዋርሕኩምን፡ ኣብ ልዕሊ ዚሓርር መስዋእትኹምን+ ኣብ ልዕሊ መስዋእቲ ሕብረትኩምን+ መለኸታት ንፍሑ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽኩም ከኣ መዘከርታ ኪዀነልኩም እዩ። ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።”+
31 ከምቲ ብዛዕባኡ እተሰርዐ ቝጽሪ፡ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላትን+ ንየሆዋ ዚሓርር መስዋእቲ ብዝቐረበ መጠን፡ ወትሩ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ይሕግዙ ነበሩ።
4 እንሆ፡ ኣነ ንስም የሆዋ ኣምላኸይ ንዕኡ እትቕደስ፡ ኣብ ቅድሚኡ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን ዚዕጠነላ፡+ እተደራረበ እንጌራ* ወትሩ ዚግበረላ፡+ ንግሆን ምሸትን+ ብሰናብትን+ ብሰርቅታት ወርሕን+ ብበዓላት+ የሆዋ ኣምላኽናን ዚሓርር መስዋእቲ ዚስውኣላ ቤት እሃንጽ ኣለኹ። እዚ ንእስራኤል ናይ ሓዋሩ ግዴታ እዩ።
32 ነፍሲ ወከፍና ዓመት ዓመት ሲሶ ሲቃል* ክንህብ ኣብ ርእስና ግዴታ ጸዓንና፣ እዚ ድማ ንኣገልግሎት ቤት* ኣምላኽናን+ 33 ንእተደራረበ እንጌራን*+ ነቲ ናይ ወትሩ መስዋእቲ እኽልን+ ነቲ ናይ ወትሩ ዚሓርር መስዋእቲ ሰናብትን+ ንሰርቅታት ወርሕን+ ንምዱብ በዓላትን+ ንቕዱስ ነገራትን ንምትዕራቕ እስራኤል ዚኸውን መስዋእቲ ሓጢኣትን+ ንዅሉ ዕዮ ቤት ኣምላኽናን ዚኸውን እዩ።