-
ዘሌዋውያን 23:24, 25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
24 “ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ምሉእ ዕረፍቲ፡ ብደሃይ መለኸት ዚእወጅ መዘከርታ፡+ ቅዱስ ኣኼባ ይኹነልኩም። 25 ዝዀነ ይኹን ከቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ፣ ንየሆዋ ድማ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኣቕርቡ።’”
-