ዘሌዋውያን 16:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 “እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም፦ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ወዲ ዓዲ ዀነ ወይ ኣብ መንጎኹም ዚቕመጥ ጓና፡ ርእስኹም ኣሕስሙ፡* ገለ ዕዮ እውን ኣይትዕየዩ።+
29 “እዚ ናይ ሓዋሩ ሕጊ ይኹንኩም፦ ኣብ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ እታ ወርሒ፡ ወዲ ዓዲ ዀነ ወይ ኣብ መንጎኹም ዚቕመጥ ጓና፡ ርእስኹም ኣሕስሙ፡* ገለ ዕዮ እውን ኣይትዕየዩ።+