ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 23:27-31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 27 “ዓስረይቲ መዓልቲ እታ ሻውዐይቲ ወርሒ ግና፡ መዓልቲ ዕርቂ እያ።+ ቅዱስ ኣኼባ ይኹነልኩም፣ ርእስኹም ኣሕስሙ፡*+ ንየሆዋ ድማ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኣቕርቡ። 28 ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽኩም እትዕረቑላ መዓልቲ ዕርቂ እያ እሞ፡+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ገለ ዕዮ እኳ ኣይትዕየዩ። 29 በታ መዓልቲ እቲኣ ርእሱ ዘየሕስም* ሰብ፡* ካብ ህዝቡ ኺምንቈስ እዩ።+ 30 በታ መዓልቲ እቲኣ ዝዀነ ይኹን ዕዮ ዚዓዪ ሰብ* እውን፡ ካብ መንጎ ህዝቡ ኸጥፍእ እየ። 31 ዝዀነ ይኹን ዕዮ ኣይትዕየዩ። እዚ ኣብ እትነብሩሉ ዘበለ ዅሉ፡ ንውሉድ ወለዶኹም ናይ ሓዋሩ ሕጊ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ