ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 1:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 “‘እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ከብቲ እንተ ዀይኑ፡ ጥዑይ ተባዕታይ የቕርብ።+ ብፍታዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡+ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የቕርቦ።

  • ዘሌዋውያን 22:22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 22 ዕዉር፡ ስቡር፡ ቍሩጽ፡ ጡብ ኣድጊ ዘለዎ፡ ሻሕራም፡ ወይ ተውሳስ ዘለዎ ንመስዋእቲ ኣይተቕርቡ። ካብዚኣቶም ሓደ እኳ ንየሆዋ ኣይተቕርቡ፣ ወይ ንየሆዋ ኸምዚ ዝበለ መስዋእቲ ኣብ መሰውኢ ኣይትሰውኡ።

  • ዘዳግም 15:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ግናኸ፡ ጕድለት እንተ ኣልይዎ፡—ሓንካስ ወይ ዕዉር እንተ ዀይኑ፡ ወይ ዝዀነ ኻልእ ክፉእ ጕድለት እንተ ኣልይዎ፡—ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትሰውኣዮ።+

  • ዘዳግም 17:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 “ጕድለት ወይ ዝዀነ ኽፉእ ነገር ዘለዎ ብዕራይ ኰነ በጊዕ ኣብ የሆዋ ኣምላኽካ ፍንፉን እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትሰውኣሉ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ