- 
	                        
            
            ዘሌዋውያን 22:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
- 
                            - 
                                        22 ዕዉር፡ ስቡር፡ ቍሩጽ፡ ጡብ ኣድጊ ዘለዎ፡ ሻሕራም፡ ወይ ተውሳስ ዘለዎ ንመስዋእቲ ኣይተቕርቡ። ካብዚኣቶም ሓደ እኳ ንየሆዋ ኣይተቕርቡ፣ ወይ ንየሆዋ ኸምዚ ዝበለ መስዋእቲ ኣብ መሰውኢ ኣይትሰውኡ። 
 
- 
                                        
- 
	                        
            
            ዘዳግም 17:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
- 
                            - 
                                        17 “ጕድለት ወይ ዝዀነ ኽፉእ ነገር ዘለዎ ብዕራይ ኰነ በጊዕ ኣብ የሆዋ ኣምላኽካ ፍንፉን እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትሰውኣሉ።+ 
 
-