-
ዘሌዋውያን 23:36መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
36 ሸውዓተ መዓልቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኣቕርቡ። ኣብታ ሻምነይቲ መዓልቲ ድማ፡ ቅዱስ ኣኼባ ይኹነልኩም፣+ ንየሆዋ ኸኣ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኣቕርቡ። እዚ ፍሉይ ኣኼባ እዩ። ዝዀነ ይኹን ከቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።