ዘዳግም 12:5, 6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ግናኸ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያን ኣብ መንጎ ዅሎም ነገዳትኩም ዚነብረላን ቦታ ድለይዎ፡ ናብኣ እውን ኪዱ።+ 6 ዚሓርር መስዋእትኹምን+ መስዋእቲ ሕሩድኩምን ዕሽርኩምን+ ካብ ኢድኩም ዚውሃብ መባእን+ መስዋእቲ መብጽዓኹምን መስዋእቲ ፍታውኩምን+ በዅሪ ኸብትኹምን ጤለ በጊዕኩምን+ ከኣ ናብኣ ኣምጽኡ።
5 ግናኸ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ኣብታ ስሙ ኼንብረላ ዚሓርያን ኣብ መንጎ ዅሎም ነገዳትኩም ዚነብረላን ቦታ ድለይዎ፡ ናብኣ እውን ኪዱ።+ 6 ዚሓርር መስዋእትኹምን+ መስዋእቲ ሕሩድኩምን ዕሽርኩምን+ ካብ ኢድኩም ዚውሃብ መባእን+ መስዋእቲ መብጽዓኹምን መስዋእቲ ፍታውኩምን+ በዅሪ ኸብትኹምን ጤለ በጊዕኩምን+ ከኣ ናብኣ ኣምጽኡ።