ዘሌዋውያን 7:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “‘እቲ ዜቕርቦ መስዋእቱ ናይ መብጽዓ+ ወይ ናይ መስዋእቲ ፍታው+ እንተ ዀይኑ፡ በታ መስዋእቱ ዘቕረበላ መዓልቲ ይበላዕ፣ እቲ ኻብኡ ዝተረፈ እውን ንጽብሒቱ ይበላዕ። ዘሌዋውያን 22:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 “‘ሰብ መብጽዓኡ ኺፍጽም ኢሉ ወይ መስዋእቲ ፍታው ኪኸውን ኢሉ ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረት እንተ ኣቕሪቡ፡+ ተቐባልነት ምእንቲ ኺረክብ፡ ካብ ከብቱ ወይ ካብ ጤለ በጊዑ ጥዑይ የቕርብ። ገለ ጕድለት ኣይሃልዎ።
16 “‘እቲ ዜቕርቦ መስዋእቱ ናይ መብጽዓ+ ወይ ናይ መስዋእቲ ፍታው+ እንተ ዀይኑ፡ በታ መስዋእቱ ዘቕረበላ መዓልቲ ይበላዕ፣ እቲ ኻብኡ ዝተረፈ እውን ንጽብሒቱ ይበላዕ።
21 “‘ሰብ መብጽዓኡ ኺፍጽም ኢሉ ወይ መስዋእቲ ፍታው ኪኸውን ኢሉ ንየሆዋ መስዋእቲ ሕብረት እንተ ኣቕሪቡ፡+ ተቐባልነት ምእንቲ ኺረክብ፡ ካብ ከብቱ ወይ ካብ ጤለ በጊዑ ጥዑይ የቕርብ። ገለ ጕድለት ኣይሃልዎ።