ዘሌዋውያን 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 “‘እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ከብቲ እንተ ዀይኑ፡ ጥዑይ ተባዕታይ የቕርብ።+ ብፍታዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡+ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የቕርቦ።
3 “‘እቲ ንዚሓርር መስዋእቲ ዚኸውን መስዋእቱ ኻብ ከብቲ እንተ ዀይኑ፡ ጥዑይ ተባዕታይ የቕርብ።+ ብፍታዉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡+ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ የቕርቦ።