ዘሌዋውያን 23:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ንእስራኤላውያን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፦ ‘እተን እትእውጅወን በዓላት+ የሆዋ፡+ ቅዱሳት ኣኼባታት እየን። በዓላተይ እዚኣተን እየን፦ ዘዳግም 16:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ተባዕታይካ ዘበለ ዅሉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ፡ ኣብታ ንሱ ዚሓርያ ቦታ ኣብ ዓመት ሰለስተ ሳዕ ይርአ፦ ኣብ በዓል ቅጫን+ በዓል ሰሙናትን+ በዓል ዳስን፣+ ሓደ እኳ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጥራይ ኢዱ ኣይርአ።
16 “ተባዕታይካ ዘበለ ዅሉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ፡ ኣብታ ንሱ ዚሓርያ ቦታ ኣብ ዓመት ሰለስተ ሳዕ ይርአ፦ ኣብ በዓል ቅጫን+ በዓል ሰሙናትን+ በዓል ዳስን፣+ ሓደ እኳ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጥራይ ኢዱ ኣይርአ።