ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 28:20-22
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ያእቆብ ድማ ከምዚ ኢሉ መብጽዓ ተመባጽዐ፦ “ኣምላኽ ምሳይ እንተ ዀይኑ፡ ኣብ ጕዕዞይ ከኣ እንተ ሓልዩኒ፡ ዝበልዖ እንጌራን ዝኽደኖ ኽዳንን ድማ እንተ ሂቡኒ፡ 21 ናብ ቤት ኣቦይ እውን ብደሓን እንተ ተመሊሰ፡ ሽዑ የሆዋ ብርግጽ ኣምላኸይ ኪኸውን እዩ። 22 እዛ ሓወልቲ ገይረ ኣቚመያ ዘለኹ እምኒ ኸኣ፡ ቤት ኣምላኽ ክትከውን እያ፣+ ኣነ ድማ ካብ እትህበኒ ዘበለ ዅሉ ብርግጽ ዕሽር ክህበካ እየ።”

  • መሳፍንቲ 11:30, 31
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 30 ይፍታሕ ድማ ከምዚ ኢሉ ንየሆዋ ተመባጽዐ፦+ “ንዓሞናውያን ኣብ ኢደይ እንተ ሂብካኒ፡ 31 ሽዑ ኻብ ዓሞናውያን ብሰላም ምስ ተመለስኩ፡ እቲ ኪቕበለኒ ኢሉ ኻብ ኣፍ ደገ ቤተይ ዚወጽእ፡ ንየሆዋ ኪኸውን እዩ፣+ ኣነ እውን ዚሓርር መስዋእቲ ኪኸውን ከቕርቦ እየ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ