ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 23:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 “ንየሆዋ ኣምላኽካ መብጽዓ እንተ ተመባጺዕካ፡+ የሆዋ ኣምላኽካ ብርግጽ ካባኻ ኺደልዮ እዩ እሞ፡ ሓጢኣት ከይዀነካስ፡+ ንምፍጻሙ ኣይትደንጒ።+

  • መዝሙር 116:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ኣብ ቅድሚ ዅሎም ህዝቡ፡

      ንየሆዋ መብጽዓታተይ ክፍጽመሉ እየ።+

  • መዝሙር 119:106
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 106 ንቕኑዕ ፍርድታትካ ኽሕሉ

      ምሒለ እየ፡ ክፍጽሞ እውን እየ።

  • መክብብ 5:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ኣምላኽ ብዓያሹ ባህ ኣይብሎን እዩ እሞ፡+ ንዕኡ እንተ ተመባጺዕካሉ፡ ንምፍጻሙ ኣይትደንጒ።+ ነቲ እተመባጻዕካዮ፡ ፈጽሞ።+

  • ማቴዎስ 5:33
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 33 “ነቶም ቀዳሞት፡ ‘መብጽዓኻ ንየሆዋ* ሃብ ደኣ እምበር፡ ብኸንቱ ኣይትምሓል’+ ከም እተባህሎም እውን ሰሚዕኩም ኣለኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ