ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 19:19, 20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 እቲ ንጹህ ኣብ ልዕሊ እቲ ርኹስ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልትን ኣብ ሻውዐይቲ መዓልትን ይንጸግ፡ ኣብ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኸኣ ካብ ሓጢኣት ኬንጽሆ እዩ፣+ ንሱ ድማ ክዳውንቱ ይሕጸብ፡ ብማይ ከኣ ይተሓጸብ፡ ምሸት እውን ኪነጽህ እዩ።

      20 “‘ዝረኸሰ እሞ ዘይነጽሀ ሰብ ግና፡ መቕደስ የሆዋ ኣርኪሱ እዩ እሞ፡ እቲ ሰብ* እቲ ኻብቲ ጉባኤ ይመንቈስ።+ እቲ ዜንጽህ ማይ ኣብ ልዕሊኡ ኣይተነጽጎን፣ ስለዚ፡ ርኹስ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ