ዘጸኣት 27:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ነቲ ማሕደር ከኣ ኣጸድ+ ግበረሉ። ብሸነኽ ደቡብ፡ ናብ ደቡብ ገጹ፡ እቲ ኣጸድ ብሓደ ሸነኹ፡ ተፋሒሱ ብእተገብረ ቕጭን በፍታ፡ 100 እመት ዝንውሓቱ መኸወሊታት* ይሃልዎ።+
9 “ነቲ ማሕደር ከኣ ኣጸድ+ ግበረሉ። ብሸነኽ ደቡብ፡ ናብ ደቡብ ገጹ፡ እቲ ኣጸድ ብሓደ ሸነኹ፡ ተፋሒሱ ብእተገብረ ቕጭን በፍታ፡ 100 እመት ዝንውሓቱ መኸወሊታት* ይሃልዎ።+