ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 12:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 3 ንብዘሎ ኣኼባ እስራኤል ከምዚ ኢልኩም ተዛረቡ፦ ‘ኣብ ዓስረይቲ መዓልቲ እዛ ወርሒ እዚኣ፡ ነፍሲ ወከፎም ነንቤት ኣቦኦም ሓደ በጊዕ፡+ ነንቤት ሓደ በጊዕ ይውሰዱ።

  • ዘጸኣት 12:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ክሳዕ መበል 14 መዓልቲ እዛ ወርሒ እዚኣ ሓልውዎ፣+ ጽልግልግ ምስ በለ፡* ኵሉ እቲ ጉባኤ ኣኼባ እስራኤል ይሕረዶ።+

  • ዘዳግም 16:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 “የሆዋ ኣምላኽካ ኣብ ወርሒ ኣቢብ* ካብ ግብጺ ብለይቲ ኣውጺኡካ እዩ እሞ፡+ ወርሒ ኣቢብ ሓሉ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ድማ ፋስጋ ኣብዕል።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ