ዘጸኣት 12:37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 37 ሽዑ፡ እስራኤላውያን ብዘይ ቈልዑ 600,000 ዚኣኽሉ ኣጋር ሰብኡት፡ ካብ ራዕምሴስ+ ነቒሎም ናብ ሱኮት+ ተጓዕዙ።+