ዘፍጥረት 15:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ንኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወሉ፦+ “እዛ ምድሪ እዚኣ፡ ካብ ፈለግ ግብጺ ኽሳብ እቲ ዓብዪ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡+ ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፣+ ዘፍጥረት 17:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እዛ ጓና ዄንካ ዝነበርካላ ምድሪ፡+—ኵላ ምድሪ ከነኣን፡—ንዓኻ፡ ብድሕሬኻ ድማ ንዘርእኻ ንሓዋሩ ርስቲ ገይረ ኽህብ እየ፣ ኣምላኾም ከኣ ክኸውን እየ።”+
18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ንኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወሉ፦+ “እዛ ምድሪ እዚኣ፡ ካብ ፈለግ ግብጺ ኽሳብ እቲ ዓብዪ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡+ ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፣+