-
ዘሁልቍ 13:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 ናብ ሙሴን ናብ ኣሮንን ናብ ኵሎም ኣኼባ እስራኤላውያንን ድማ፡ ናብ በረኻ ጳራን፡ ናብ ቃዴስ ተመሊሶም መጹ።+ ንዅሉ እቲ ኣኼባ ኸኣ ወረ ኣምጽኡሉ፡ ፍረ እታ ምድሪ እውን ኣርኣይዎም።
-
-
ዘሁልቍ 32:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ንኣቦታትኩም ነታ ምድሪ ኺርእዩ ኻብ ቃዴስ-ባርኔዓ ምስ ሰደድክዎም፡ ከምኡ እዮም ገይሮም።+
-