እያሱ 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንነገድ ይሁዳ ኸከም ዓሌቶም ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ክሳብ ዶብ ኤዶም፡+ በረኻ ጺን፡ ክሳብ ደቡባዊ ወሰን ነጌብ እዩ። እያሱ 15:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ናብ ደቡብ ናብ ዓቐበት ዓቅራቢም+ ወጺኡ፡ ንጺን ሓሊፉ፡ ካብ ደቡብ ናብ ቃዴስ-ባርኔዓ+ ደዪቡ፡ ንሔጽሮን ሓሊፉ፡ ናብ ኣዳር ደዪቡ፡ ናብ ቃርቃዓ ኣቢሉ ዞረ።
3 ናብ ደቡብ ናብ ዓቐበት ዓቅራቢም+ ወጺኡ፡ ንጺን ሓሊፉ፡ ካብ ደቡብ ናብ ቃዴስ-ባርኔዓ+ ደዪቡ፡ ንሔጽሮን ሓሊፉ፡ ናብ ኣዳር ደዪቡ፡ ናብ ቃርቃዓ ኣቢሉ ዞረ።