ዘጸኣት 23:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 “ነቶም ነበርቲ እታ ምድሪ ኣብ ኢድኩም ክህበኩም እየ፡ ካብ ቅድሜኻ ድማ ክትሰጕጎም ኢኻ እሞ፡+ ዶብካ ኻብ ቀይሕ ባሕሪ ኽሳብ ባሕሪ ፍልስጥኤማውያን፡ ካብ በረኻ ኽሳብ እቲ ፈለግ* ክገብሮ እየ።+ እያሱ 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንነገድ ይሁዳ ኸከም ዓሌቶም ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ክሳብ ዶብ ኤዶም፡+ በረኻ ጺን፡ ክሳብ ደቡባዊ ወሰን ነጌብ እዩ። እያሱ 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንዓጽሞን+ ሓሊፉ ድማ ናብ ርባ* ግብጺ+ ወጸ፣ እቲ ዶብ ከኣ ኣብ ባሕሪ* ኣብቅዐ። ደቡባዊ ዶቦም እዚ እዩ።
31 “ነቶም ነበርቲ እታ ምድሪ ኣብ ኢድኩም ክህበኩም እየ፡ ካብ ቅድሜኻ ድማ ክትሰጕጎም ኢኻ እሞ፡+ ዶብካ ኻብ ቀይሕ ባሕሪ ኽሳብ ባሕሪ ፍልስጥኤማውያን፡ ካብ በረኻ ኽሳብ እቲ ፈለግ* ክገብሮ እየ።+