ዘሁልቍ 13:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንሳቶም ድማ ደዪቦም ነታ ምድሪ ኻብ በረኻ ጺን+ ክሳብ እታ ኣብ ጥቓ ለቦ-ሓማት*+ እትርከብ ሬሖብ+ ሰለይዋ። 2 ነገስት 14:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ንሱ ኸምቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል በቲ ኻብ ጋት-ሔፈር+ ዝዀነ ጊልያኡ ነብዪ ዮናስ+ ወዲ ኣሚታይ እተዛረቦ ቓል፡ ንዶብ እስራኤል ካብ ለቦ-ሓማት*+ ክሳብ ባሕሪ ዓራባ*+ ኣምለሰ።
25 ንሱ ኸምቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል በቲ ኻብ ጋት-ሔፈር+ ዝዀነ ጊልያኡ ነብዪ ዮናስ+ ወዲ ኣሚታይ እተዛረቦ ቓል፡ ንዶብ እስራኤል ካብ ለቦ-ሓማት*+ ክሳብ ባሕሪ ዓራባ*+ ኣምለሰ።