ህዝቅኤል 47:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ እቲ ዶብ ካብ ባሕሪ ኽሳብ ሓጻር-ዔኖን+ ኪበጽሕ፡ በቲ ብሰሜን ዘሎ ዶብ ደማስቆን ዶብ ሓማትን+ ኣቢሉ እውን ኪሓልፍ እዩ። እቲ ሰሜናዊ ዶብ እዚ እዩ።
17 ስለዚ፡ እቲ ዶብ ካብ ባሕሪ ኽሳብ ሓጻር-ዔኖን+ ኪበጽሕ፡ በቲ ብሰሜን ዘሎ ዶብ ደማስቆን ዶብ ሓማትን+ ኣቢሉ እውን ኪሓልፍ እዩ። እቲ ሰሜናዊ ዶብ እዚ እዩ።