ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 3:16, 17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ከኣ፡+ ካብ ጊልዓድ ክሳብ ስንጭሮ* ኣርኖን፡ ማእከል እቲ ስንጭሮ ኸም ዶብ ኰይኑ፡ ክሳብ እቲ ዶብ ዓሞናውያን ዝዀነ ስንጭሮ ያቦቅ ሃብክዎም፣ 17 ከምኡ ድማ ዓራባን ዮርዳኖስን ዶብን፡ ካብ ኪነረት ክሳብ ባሕሪ ዓራባ፡ ማለት ባሕሪ ጨው፡* ናብ ሸነኽ ምብራቕ ክሳብ እግሪ ቝልቍለት ጲስጋ ሃብክዎም።+

  • እያሱ 11:1, 2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ያቢን ንጉስ ሓጾር ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ናብ ዮባብ ንጉስ ማዶንን+ ናብ ንጉስ ሺምሮንን ናብ ንጉስ ኣክሻፍን፡+ 2 ናብቶም ኣብ ሰሜናዊ ኣኽራንን ኣብ ጐላጕል* ደቡብ ኪነረትን ኣብ ሼፈላን ብምዕራብ ኣብ ዓቐበት ዶርን+ ዝነበሩ ነገስታት፡

  • ሉቃስ 5:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ሓደ እዋን፡ እቶም ህዝቢ እናደፍእዎ ቓል ኣምላኽ ኪሰምዑ ኸለዉ፡ ንሱ ኣብ ጥቓ ቐላይ ጌንሳሬጥ* ደው ኢሉ ነበረ።+

  • ዮሃንስ 6:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ድሕርዚ፡ የሱስ ናብ ስግር ባሕሪ ገሊላ፡ ወይ ጢቤርያስ፡ ከደ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ