እያሱ 15:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንነገድ ይሁዳ ኸከም ዓሌቶም ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ክሳብ ዶብ ኤዶም፡+ በረኻ ጺን፡ ክሳብ ደቡባዊ ወሰን ነጌብ እዩ። 2 ደቡባዊ ዶቦም ካብ ወሰን ባሕሪ ጨው፡*+ ካብቲ ናብ ደቡብ ዜብል ልሳን ባሕሪ እዩ።
15 ንነገድ ይሁዳ ኸከም ዓሌቶም ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ክሳብ ዶብ ኤዶም፡+ በረኻ ጺን፡ ክሳብ ደቡባዊ ወሰን ነጌብ እዩ። 2 ደቡባዊ ዶቦም ካብ ወሰን ባሕሪ ጨው፡*+ ካብቲ ናብ ደቡብ ዜብል ልሳን ባሕሪ እዩ።