-
ዘሁልቍ 32:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ኣስዕብ ኣቢሎም እውን፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኻ ሞገስ እንተ ረኺብናስ፡ እዛ ምድሪ እዚኣ ንገላዉኻ ርስቲ ጌርካ ትወሃብ። ንዮርዳኖስ ኣይተሳግረና” በሉ።
-
-
ዘሁልቍ 32:32መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
32 ኣጽዋር ኣልዒልና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ናብ ምድሪ ከነኣን ክንሳገር ኢና፣+ እቲ እንወርሶ ርስቲ ግና ኣብዚ ኣብ ክነጀው ሸነኽ ዮርዳኖስ ይኹነልና።”
-