ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 14:38
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 38 እቶም ካብቶም ሰለይቲ እታ ምድሪ ዝነበሩ እያሱ ወዲ ነዌን ካሌብ ወዲ የፉነን ግና፡ ብርግጽ ብህይወት ኪነብሩ እዮም።”’”+

  • ዘሁልቍ 27:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ ኸምዚ በሎ፦ “ንእያሱ ወዲ ነዌ፡ መንፈስ ዘለዎ ሰብኣይ፡ ውሰዶ እሞ፡ ኢድካ ኣብ ልዕሊኡ ኣንብር።+

  • እያሱ 19:51
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 51 እቲ ኻህን ኣልኣዛርን እያሱ ወዲ ነዌን ርእስታት ማይ ቤታት ነገዳት እስራኤልን፡ ኣብ ሺሎ+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ፡ ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ኰይኖም፡+ ብዕጫ ዝመቐልዎ ርስትታት እዚ እዩ።+ ነታ ምድሪ መቒሎም ከኣ ወድኡ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ