እያሱ 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንነገድ ይሁዳ ኸከም ዓሌቶም ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ክሳብ ዶብ ኤዶም፡+ በረኻ ጺን፡ ክሳብ ደቡባዊ ወሰን ነጌብ እዩ።