ዘፍጥረት 46:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ንዮሴፍ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱሉ፡ ኣሰናት+ ጓል ጶጢፌራዕ ካህን ኦን* ዝወለደትሉ፡ ምናሴን+ ኤፍሬምን።+ ዘፍጥረት 48:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሕጂ ኸኣ እቶም ኣነ ናባኻ ናብ ግብጺ ቕድሚ ምምጻአይ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱልካ ኽልቲኦም ደቅኻ ናተይ እዮም።+ ኤፍሬምን ምናሴን ከም ሮቤልን ስምኦንን ናተይ ኪዀኑ እዮም።+ እያሱ 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንደቂ ዮሴፍ+ ዝበጽሖም ዕጫ፡+ ካብ ዮርዳኖስ ናይ ያሪኮ ናብቲ ብምብራቕ ያሪኮ ዘሎ ማያት፡ ካብ ያሪኮ ናብ ኣኽራን ቤት-ኤል ዜደይብ በረኻ እዩ።+
5 ሕጂ ኸኣ እቶም ኣነ ናባኻ ናብ ግብጺ ቕድሚ ምምጻአይ ኣብ ምድሪ ግብጺ እተወልዱልካ ኽልቲኦም ደቅኻ ናተይ እዮም።+ ኤፍሬምን ምናሴን ከም ሮቤልን ስምኦንን ናተይ ኪዀኑ እዮም።+