እያሱ 17:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ንነገድ ምናሴ+ ኸኣ ዕጫ በጽሖ፣+ ንሱስ በዅሪ ዮሴፍ እዩ።+ ማኪር+ በዅሪ ምናሴ ኣቦ ጊልዓድ ተዋጋኢ ሰብኣይ ስለ ዝነበረ፡ ጊልዓድን ባሳንን ንዕኡ ዀና።+
17 ንነገድ ምናሴ+ ኸኣ ዕጫ በጽሖ፣+ ንሱስ በዅሪ ዮሴፍ እዩ።+ ማኪር+ በዅሪ ምናሴ ኣቦ ጊልዓድ ተዋጋኢ ሰብኣይ ስለ ዝነበረ፡ ጊልዓድን ባሳንን ንዕኡ ዀና።+