-
ዘሁልቍ 22:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 እስራኤላውያን ድማ ነቐሉ፡ ኣብቲ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ኣብ መንጽር ያሪኮ ዘሎ ጐላጕል ምድረ በዳ ሞኣብ ከኣ ሰፈሩ።+
-
-
ዘሁልቍ 36:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 እቲ የሆዋ ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ሞኣብ፡ ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ ናይ ያሪኮ፡ ንእስራኤላውያን ብሙሴ ኣቢሉ ዝሃቦም ትእዛዛትን ፍርድታትን እዚ እዩ።+
-