እያሱ 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኽሳዕ ዚቐውም ኣብታ ኸተማ እቲኣ ይቀመጥ፣+ እቲ በታ ግዜ እቲኣ ዘሎ ሊቀ ኻህናት ክሳዕ ዚመውት ድማ ኣብኣ ይጽናሕ።+ ድሕሪኡ፡ እቲ ሰብ ዝቐተለ ናብታ ኻብኣ ዝሃደመላ ኸተማ ኺምለስ፡ ናብ ከተማኡን ናብ ቤቱን ከኣ ኪኣቱ ይኽእል እዩ።’”+
6 ኣብ ቅድሚ ኣኼባ ንፍርዲ ኽሳዕ ዚቐውም ኣብታ ኸተማ እቲኣ ይቀመጥ፣+ እቲ በታ ግዜ እቲኣ ዘሎ ሊቀ ኻህናት ክሳዕ ዚመውት ድማ ኣብኣ ይጽናሕ።+ ድሕሪኡ፡ እቲ ሰብ ዝቐተለ ናብታ ኻብኣ ዝሃደመላ ኸተማ ኺምለስ፡ ናብ ከተማኡን ናብ ቤቱን ከኣ ኪኣቱ ይኽእል እዩ።’”+