ዘጸኣት 25:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንዓይ ከኣ መቕደስ ይግበሩለይ፣ ኣነ ድማ ኣብ መንጎኦም ክነብር* እየ።+ ዘሌዋውያን 26:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኣብ መንጎኹም ክመላለስ፡ ኣምላኽኩም ከኣ ክኸውን እየ፣+ ንስኻትኩም ድማ ህዝበይ ክትኰኑ ኢኹም።+