ዘሁልቍ 26:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ደቂ ምናሴ+ እዚኣቶም እዮም፦ ካብ ማኪር፡+ ዓሌት ማኪራውያን። ማኪር ከኣ ንጊልዓድ ወለደ።+ ካብ ጊልዓድ፡ ዓሌት ጊልዓዳውያን።