ዘሁልቍ 3:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ደቂ መራሪ ድማ በብዓሌቶም እዚኣቶም እዮም፦ ማሕሊን+ ሙሺን።+ ዓሌታት ሌዋውያን በብማይ ቤቶም እዚኣቶም እዮም። ዘሁልቍ 26:58 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 58 ዓሌታት ሌዋውያን እዚኣቶም እዮም፦ ዓሌት ሊብናውያን፡+ ዓሌት ኬብሮናውያን፡+ ዓሌት ማሕላውያን፡+ ዓሌት ሙሻውያን፡+ ዓሌት ቆራሓውያን።+ ቀሃት ከኣ ንዓምራም ወለደ።+
58 ዓሌታት ሌዋውያን እዚኣቶም እዮም፦ ዓሌት ሊብናውያን፡+ ዓሌት ኬብሮናውያን፡+ ዓሌት ማሕላውያን፡+ ዓሌት ሙሻውያን፡+ ዓሌት ቆራሓውያን።+ ቀሃት ከኣ ንዓምራም ወለደ።+