ዘሁልቍ 3:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንኣሮንን ንደቁን ድማ ሽሞም፣ ንሳቶም ከኣ ክህነቶም ይፈጽሙ።+ ዘይተፈቕደሉ ሰብ* እንተ ቐሪቡ፡ ይቀተል።”+