-
ዘሁልቍ 3:39መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
39 ኵሎም እቶም ሙሴን ኣሮንን ብትእዛዝ የሆዋ በብዓሌቶም ዝመዝገብዎም ካብ ወዲ ወርሒ ንላዕሊ ዝዀኑ ዅሎም ተባዕትዮ ሌዋውያን፡ 22,000 ነበሩ።
-
-
ዘሁልቍ 3:43መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
43 ቍጽሪ እቶም በብስሞም እተመዝገቡ ኻብ ወዲ ወርሒ ንላዕሊ ዝዀኑ ዅሎም ተባዕትዮ በዅራት ድማ፡ 22,273 ነበረ።
-