ዘሁልቍ 8:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ካብ ወዲ 50 ዓመት ንላዕሊ ግና፡ ምስቶም ጕጅለ ኻብ ምግልጋል የቋርጽ፡ ድሕሪ ደጊም ከኣ ኣየገልግል። 26 ነቶም ኣብ ክንክን ድንኳን ምርኻብ ሓላፍነት ዘለዎም ኣሕዋቱ ኼገልግል ይኽእል እዩ፣ ኣብቲ ኣብኡ ዚግበር ኣገልግሎት ግና ኣይዕየ። ብዛዕባ ሌዋውያንን ብዛዕባ ሓላፍነታቶምን ከምኡ ግበር።”+
25 ካብ ወዲ 50 ዓመት ንላዕሊ ግና፡ ምስቶም ጕጅለ ኻብ ምግልጋል የቋርጽ፡ ድሕሪ ደጊም ከኣ ኣየገልግል። 26 ነቶም ኣብ ክንክን ድንኳን ምርኻብ ሓላፍነት ዘለዎም ኣሕዋቱ ኼገልግል ይኽእል እዩ፣ ኣብቲ ኣብኡ ዚግበር ኣገልግሎት ግና ኣይዕየ። ብዛዕባ ሌዋውያንን ብዛዕባ ሓላፍነታቶምን ከምኡ ግበር።”+