ዘጸኣት 27:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሓምዅሽቱ* ንምውጋድ ዚኸውን ድስትታት፡ ምስኡ ድማ መጽሓሪታትን ጭሔሎታትን ሻኳታትን መትሓዚታት ሓውን ግበር፣ ኵሉ ኣቕሑኡ ኻብ ነሓሲ ግበሮ።+