ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 18:21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 21 ካብ ህዝቢ ድማ ንኣምላኽ ዚፈርሁ፡ እሙናት፡ ረብሓ ሸፈጥ ዚጸልኡ፡+ ክኢላታት ሰባት ሕረ፣+ ንዓታቶም ከኣ ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን ኣሕሉቕ ሓምሳን ኣሕሉቕ ዓሰርተን ጌርካ ኣብ ልዕሊኦም ሽመሎም።+

  • ዘሁልቍ 7:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 እቶም ሹማምንቲ እስራኤል፡+ እቶም ርእስታት ማይ ቤታቶም፡ መባእ ኣቕረቡ። እዞም ኣብቲ ምዝገባ መሪሕነት ዝነበሮም ሹማምንቲ ነገዳት፡

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ